ባህሊ ትግርኛ እንታይ እዩ፧ Last ned

Send til vennene dine
Legg til
  • 6. mai 2020

  • ባህልታትና ንፈልጦም ዲና፧ Subscribe https://www.youtube.com/c/MAHDERPRODU... Follow on Facebook https://www.facebook.com/Mahderproduc... Instagram https://www.instagram.com/mahder_prod... @ዳኒ ወዲ-መምህር https://www.facebook.com/people/%E1%8...

Kommentarer

  • adhanom ferejay
    adhanom ferejay For 4 md. siden

    እዛ ወዲ ጥይት እያ ምሳይ ትሰማምዑ like#

  • Siku mama Eritrea ኣደናቂ ቶማስ ኣልኣዛር

    እዚ ወዲ ናይ ብሓቂ ጥይት ኢዩ ምሳይ ዝሳማማዕ እስከ

  • FIŁI MÕŇ
    FIŁI MÕŇ For 4 md. siden

    ባህልና ዝፈቱን ን ዳኒ ዝፈቱን ኣብዛ ታሕቲ ላይክ ኣዲኑ ደቂ Eri

  • Orthodox Tewahdo Tntawit Channel

    በዛ ማዓልቲ እዚ ኮሮና ዝበሃል ሕማም ብሓይሊ ክርስቶስን ብ ኣማላድነት ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያምን ህልም ኢሉ ይኺደልና ርሑስ ኣውደኣመት ድማ፡ ዝኣመነ ጥራይ ሳብስክራይብ Ygbereley

  • Geduld Nur
    Geduld Nur For 4 md. siden

    እድመ ይሃብኪ መራር ከም ሽርባ እስክ መጽሓፍ ክሕትም ሞራል ንሃቦ ክንሕግዞ ትብሉ like

  • Michael Asefaw
    Michael Asefaw For 4 md. siden

    "ሸያብ ዓቢ ኢልካ ኣይትጸውዕ፡ለባም ጸውዕ"

  • efrem Kahsay
    efrem Kahsay For 3 md. siden

    ብጣእሚ በሊሕ መንእሰይ ከየድነኩኻ ኣይሓልፍን ቀፅለሉ ሓውካ ካብ ትግራይ

  • simon tekali
    simon tekali For 4 md. siden

    እዛ ኮመንት ብ ኢንግሊሽ ከይገብራ ስ ባህሊ ከይብርዝ ኢለ እየ:: ብዓቢኡ ከኣ ምስቲ ትምህሮ ከይጻረር ብ ትግርኛ ፊደል ይጽሕፋ ኣሎኩ::

  • ሰሌ ሰለሙን
    ሰሌ ሰለሙን For 4 md. siden

    ናትካ ክሳብ ህጂ ዘቅረብካዮ ቅቡልን ምጽናዕቲ ዝሓለፎን ዩ ብሮ 100% ሕንቲ ጸገም ኣለትካ ንሳ ክኣ ግዜ ዘይትህበና ሙካንካ እዩ ማለት ኣብ ወርሒ ልዕሊ ወርሒ ተጸቢና ኢካ ትመጸና ብፍላይ ኣብዚ ሕጂ እዋን ግዜ ክህልወካ ይክእል ይከውን ዩ ምስ እዚ ዘሎ ሕማም ስለዝስ ኣብዚ እዝንና ካብ ፍልጠትን ካብ ጽቡቅን ምስማዕ ብቃንቃ ኣዴና ባህልና ኮታስ ኩሉ ደው ኢልሉ ዘሎ ግዜ ሓሳብካ ክም መድሃኒት ወይ መጽረይ ነቲ ዘዘርከበ ዝዕንድርሉ ዘለዉ ኣኣዛና ክትፍዉስ ሲ ትዱንጉየና ኣለካ ዘየለና ከንጸንሓካ መክንያቱ መድሃኒት ኣብ ግዚኡ ዩ ክውሰድ ዘለዎ ሓሳበይ ረረዲካ ይከውን ምሳኻ ኣለና ሞ ምሳና ምህላውካ ንምርግጋጽ ኣብ ጎንና ደው ኢልካ ፈውሰና ኣብነት ፍናን ኣፕ በቲ ብዙሕ ፍልጠትካ ነቶም ዘይፈልጡ ደው ኣብለልና ።

  • Eyob kidane Fili 80
    Eyob kidane Fili 80 For 4 md. siden

    ብትግርኛ ትሕበንን like ንወዲ መምህር ሃብለይ ደቂ ኤረይ

  • Samuel Berhane
    Samuel Berhane For 4 md. siden

    Amazing analysis. He is too young and gave us a good wake up call that we never thought before. God bless you young brother.

  • Winta Ghebregziabhier
    Winta Ghebregziabhier For 4 md. siden

    ዘዳግም 22 (Deuteronomy)

  • Tedy Aron
    Tedy Aron For 4 md. siden

    ኣንቱ ሰባት ንዑ ኣብዛ chanelle ኩቡር ሂያብ ብነጻ ተጋበዙ!! ከላ ዋእ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • Ghirmeso Berihu
    Ghirmeso Berihu For 4 md. siden

    ኣንበሳ ወዲ መምህር ራይኢ ዘለካ መናሰይ እኻ ቀጽሎ ጥራይ!!!!

  • Filimon Embrza
    Filimon Embrza For 4 md. siden (redigert)

    ብርሃን ገጹ ተሻቂለ ቀንየ ጠፊእካ፡

  • Salm Salh
    Salm Salh For 4 md. siden

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።Bravo

  • Gn Nmntay
    Gn Nmntay For 4 md. siden

    "ለቢምኩም ኣትበሉና

  • abiner guesh
    abiner guesh For 4 md. siden

    ትድነቅ ሰብ ኢካ ትህዝቶኻ ጥራይ ዘይ ኮነ: ዋላ እቲ ቃላት ሰሪዕካ ብግቡእ ናይ ምዝራብ ዓቅምኻ ::

  • ኣይትገራህ ልበይ

    ብራቮ ዳኒ ቀጽል ብጣዕሚ ገላጺ ዝኮነ መደብ።ጊን ሓንቲ ኣላ ኣስተዉዕለላ ኢካ ብዛዕባ ትግራይ ጎሮበትና ኣይትዛረብ ምክንያቱ ንሶም ተደልዮም ክዛረቡ ይክእሉ ኢዮም መሰል ኣለዎም ባዕሎም ክሳብ ዘይ ተዛረቡ ምግዳፍ ትሕሸካ።ካሊእ ቀጽል ኣብ ስሚዒት ከይ ኣተካ ከምዛ ናይ ሎሚ ኣብ ስራሕ ኣሳልጦ ይምነ።

  • መንነት ትግርኛ ይዕወት AGZIAN

    ህዝቢ ትግርኛ ብሰንኪ መግዛእቲ ስሙ ትግርኛ ዝነበረ ኤርትራዊ ተቀይሩ ሃይማኖቱ ኦሪት ዝነበረ ገሊኡ ካብ ግሪኽ ኦርቶደክስ ገሊኡ ካብ ጥልያን ካቶሊኽ ገሊኡ ካብ ዓዲ ዓረብ ኣስላማይ በቃ ተበታቲኑ