መርከብ ቤቲ ሃይላይ ሚላዉ (ጥቁርየ ጥቁርየ) ሓያል ንሕንሕ መን ስዒሩ? Last ned

Send til vennene dine
Legg til
  • 1. mai 2020

  • #MerkebBonitua#ቤቲሃይላይGereEmun#Milaw TesfayNitsawetBigiziena#Koshta# እንኳዓ ናብ ኮሽታ ኢንተርቲንመንት ብድሓን መጸኩም እዚ ናይ ኢንተርኔት ቴሌቪዥን መምሃርቲ መዛናግዕቲ መደባት ከምኡዉን እዋናዊ ዛዕባታትን ብቋንቋ ትግርኛ ሒዛትልኩም ተቕርብ። SUBSCRIBE ብምግባር መደባትና ይከታተሉ፡፡ © Copyright: koshta Entertainment Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited Welcome to Koshta Entertainment we bring you Entertainment, News and Educational Videos to you. SUBSCRIBE and watch our program.

Kommentarer

  • ብስራት ወልዳይ
    ብስራት ወልዳይ For 6 md. siden (redigert)

    ተጋርዋኒ ብተግራዉነትኩም ትኮርዑ like ኣገራጭዉን ገለታት ገለታት ደስ እልኒ ጥቁረየ ጥቁርየ 😘😘😘

  • የደብረጼን ልጅ ነኝ l love you ትግራይ

    በስም ትግራይና እስኪ like ተጋሩዋኒ ፅቅጥ ኣብሉለይ

  • Biniam Booss
    Biniam Booss For 6 md. siden

    ምጭዋተይ ብትግርኛ ዝኮርዕ እስከ

  • የ heny emu ኣድናቂት ነኝ

    ን ቤቲ ዝፈቱ ላይክ

  • Haile Wedi keshi
    Haile Wedi keshi For 6 md. siden (redigert)

    ሰላሞ ደቂ ትግራይ ዓደይ ሰላምኩም የብዝሓዮ ።

  • የርዱ ጋል ትግራይ

    ንመርከብን ንሚላዉን ዝፈቱ

  • ساره ساره
    ساره ساره For 6 md. siden

    ደቂ ሓላል መሬት ብትግርኛና ትሕበኑ እስኪ Like አግርጭው አቢልኩምኒ ሕለፉ

  • God bye
    God bye For 6 md. siden

    ደቂ ትግራይ ማዓረይ እድመን ጥዕናን ይሓብኩም ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ እስከ Like ኣይተውሑዱለይ።

  • እናቴየ ኑሩልኝ እናቴየ ኑሩልኝ

    ንመረክብ ዝፎቱ ላይኪ

  • Halewat Tube
    Halewat Tube For 6 md. siden

    መርከበይ ቅኑዕ ልቢ ፍትውትውውውውውውው

  • ራህዊ ጓል ትግራይ

    ጥቁርየ ጥቁርየ ጥሪ ተወዲኣ ኣበይ ትሓድር😜

  • Halewat Tube
    Halewat Tube For 6 md. siden

    ሰላም ሰላም ደቂ ሓላል መሬት ቀፅልሉ መሮነይ ሽኮር ብሽም መሮን ላይክ ግጨውለይ😍😍😍❤❤❤❤

  • محمد احمد
    محمد احمد For 6 md. siden

    ክክክክ ኣታ ሚላው ሳሓቅ ቀቲሉኒ ናዓኩም ክርኢ ስርሐይ ረሲዐ ሮመዳን መሬት መዳመ ተባሪራትኒ ግን መቀለ ተፀበዩኒ መኪና ሒዝኩም ኩሉኩም

  • eri eritrea
    eri eritrea For 6 md. siden (redigert)

    ኣይዞኺ ቤቲ ሃይላይ ሞደሊስት ሸቃጢት ቡቕሊ።

  • Selam berihu
    Selam berihu For 6 md. siden

    መርከብ ቁንዕ ልቢ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ

  • የርዱ ጋል ትግራይ

    ብጣዕሚ ደስ ባሃልይ ሜሮን ሓዉና ንጆኮር እባ አቅርብሉና

  • ትግራይ ዓደይ
    ትግራይ ዓደይ For 6 md. siden

    ኣሰይ ሽኮራት ደስ ክትብሉ ምቁራተይ ንበሩልና ዕድመን ጥዕናን ይሂብኹም

  • ፍቅሪ ጥዑም
    ፍቅሪ ጥዑም For 6 md. siden

    ሙቁራት ዳቂ ትግራይ ፃዓዱ

  • መንከም መንከም
    መንከም መንከም For 6 md. siden

    ሚሊየ ማዓረይ ናሰብ ዘረቦ ኣይትገደሰሉ እንበር ኣፉ ዘምፅአሉእዩ ዝዛረብ እንበር ብጣዕሚእዩ ደስባሃሊ ኩሉስራሕካ ሚሊየ ሽኮር ዶሞ ኣይዞካ ኩሉ ከርተት እሉእዮ ዝዕወት ዋ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ሚሊየ

  • Mulie asli
    Mulie asli For 6 md. siden

    ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት ብጥዓሚ የ ዝፈትወኩም ኣነ ካኣ ወዲ ኤረይ ሓውኹም እየ